top of page

NEUIGKEITEN
Suche


ጸብጻብ ናይ ዕለት 15.03.2026
www.sabainvestigation.com https://studio.youtube.com/channel/UCc5C9BXdMWCn1TkMKlg9Xgw/videos/upload?filter=%5B%5D&sort=%7B%22columnType%22%3A%22date%22%2C%22sortOrder%22%3A%22DESCENDING%22%7D ካብ መጀመርያ 2025 ቆጠባ ኣብ ሕማቅ ቦታ በጽሑ ኣሎ ክብል ጸኒሐ እየ፣ቱ ሑቶ ግን ማዓስ ታ ንፍሒት ትትኮስ ጥራይ እዩ ኔሩ።ሐራይ እምባኣር ዛ index ለቃሕ ናይ ኣሜሪካ ኣበየናይ ኩነታት በጽሑ ኣሎ እያ ተርኢ። ለቃሕ ናይ ኣሜሪካ ሓደ ካብቶም ጠንቂ ምውዳቅ ናይዚ ቆጠባ ክኸውን ዘለዎ ተኽእሎ ዓቡይ እዩ።ስለዚ ዛ indexዲሕሪ ወርሒ 3.2023 ካብ 200 ናብ 54 ወሪዳ ድሕሪ ምጽናሓ፣ ኣብ ወርሒ 1.2026 ድሕሪ 3ዓመት ኣብ ውሽቲ 2ልተ ወርሒ ካ
Ermyas Bereke
15. März2 Min. Lesezeit


ጸብጻባት
ድሕሪ ኣሜሪካ ን ቨነዙኤላ ኣብትሕቲ ቅጽጽራ ምእታዋ፣ ን ኢራን ኣጥቂዓታ፣ በዚ መኽንያት ድማ ዘይቲ ዋጉኡ ላዕሊ ደይቡ ይርከብ።ኣብዛ ጸብጻብ ትሪዋ ዘለኹም Asia ብብዝሒ ዘይቲ ካብ ኢራን ትወስድ ከም ዝነበረት እዩ ዘርኢ ፣ ማሌት ብትኽክል China እያ ትኸውን ዘላ።ኣብ ቨንዜላ ኻኣ China ኢያ ትሃስ፣ መኽንያቱ ኣሜሪካ ውዕላ ስለ ዘፍረስዎ።እምባር በዚ ዘሎ ኩነታት China ብጣዕሚ ትህሰ ከምዘላ እዩ ዘርኢ።ኣሜሪካ ንዘይቲ ምሉእ ብምሉ ኣብትሕቲ ቁጽጽራ ድማ ትእትዎ። ኣብዚ index ዘርኤና ድማ ኩነታት ኣብ ሞንጎ ኢራንን ኣሜኢካን ዘሎ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ከምዘሎን ኣብቲ ዝኸፈአ ቦታ በጽሑ ከምዘሎን እዩ ዘሬና።እዚ ድማ ዘይቲ ኣብ ነውሕ እዋን ዋጉኡ ሰማይ ክበጽሕ ከምዝኽእል እዩ ዘሬና።ዙኩነታት ስጋብ ዘይተራጋገአ ክድይብ እዩ። Chart tecnic ከም
Ermyas Bereke
6. März1 Min. Lesezeit
bottom of page