ውድላዋት 2026/2027
5. Okt.
1 Min. Lesezeit
ዝከበርኩም ዓማዊልና፣ ብመጀመርያ ሰላም ክትህልዉ ሰናይ ትምኒትና እዩ።
ቀጺልና ከምቲ ኣብ መጀመርያ ናይዛ ዓምት ሓቢርናኩም ዝነበርና ሕጂ ድማ መወዳእታ ምድላው 2026 ከምኡ ድማ ናይ 2027 ክንገብር ኢና።
ብዕለት 05.10.2026 ሓደ ትንተና ሰዲድናልኩም ኣለና፣ ተገዲስኩም ከተንብብዎ ድማ ንምሕጸነኩም።
በቲ ዘለና ጭብጥታት ታሓጊዝና ድማ ነዚ ውሳነ ክንወስዶ ድልዋት ኢና፣ መታን ዝበለጸ ዓወታት ከነመዝግብ።
ኣብ 2027 ድማ ሓደ ዝበለጸ ዕድል ክንረክብ ትጽቢት ኣለና።
ከምዚ ኣብ S&P500 ንዕዘቦ ዘለና ለቃሕ ናይ ኣሜርካ ኮይኑ፣ወላ`ኳ እቲ ናይ ነዊሕ ዓመታት ካብ 10 ስጋብ 30 ዓመት ዘሎ ካብ ናይ ሓጺር እዋን 2 ዓመት ስጋብ 3ወርሒ ይበልጽ ኮይኑ እንተ ሃለየ፣እቲ ጸገም ግን ትካላት ዘካዕብቶኦ ገንዘብ ክጎድል ከምዝኾነ እዩ ዝሕብረና። ብተወሳኺ ውግእን ይላባዕ ዘይቲ ውን ይኸብር ከምዘሎ ውን ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ሓቢርናኩም ኔርና ኢና።
የቀንየልና
S&P500



Kommentare