ጸብጻብ ናይ ዕለት 15.03.2026
- Ermyas Bereke
- 15. März
- 2 Min. Lesezeit
ካብ መጀመርያ 2025 ቆጠባ ኣብ ሕማቅ ቦታ በጽሑ ኣሎ ክብል ጸኒሐ እየ፣ቱ ሑቶ ግን ማዓስ ታ ንፍሒት ትትኮስ ጥራይ እዩ ኔሩ።ሐራይ እምባኣር ዛ index ለቃሕ ናይ ኣሜሪካ ኣበየናይ ኩነታት በጽሑ ኣሎ እያ ተርኢ።
ለቃሕ ናይ ኣሜሪካ ሓደ ካብቶም ጠንቂ ምውዳቅ ናይዚ ቆጠባ ክኸውን ዘለዎ ተኽእሎ ዓቡይ እዩ።ስለዚ ዛ indexዲሕሪ ወርሒ 3.2023 ካብ 200 ናብ 54 ወሪዳ ድሕሪ ምጽናሓ፣ ኣብ ወርሒ 1.2026 ድሕሪ 3ዓመት ኣብ ውሽቲ 2ልተ ወርሒ ካብ 1.2026 ስጋብ ወርሒ 3.2026 ኣስታት 70% ክትድይብ ኢያ ኺኢላ።ወላ ዃ ካብ 2023 ኣትሒዛ ዛindex ኣብ ከም ወርሒ 4.2026 ቁሩብ ዲሕሪ ምድያባ ትወድቅ እንተ ነበረት ሒጂ ግን ኣገዳስነታ እንዳ ዓበየ ይኸይድ ስለ ዘሎ ምዕዛብ የድልያ እዩ።እንተ ደይባ ኻኣኒ ማሪኬት ይወድቅ ማሌት እዩ።ኣብ 2008 ናይ Lehman Brothers ባንኺ ዝወደቀሉ ድማ ኣብ 260 ኔሩ፣ ካቡ ኳ ሪሒቅና እንተ ሃለና ግን ናቡ ገጽና ኢና።

Dow Jones


Subscribe ኣብyoutube ግደፉልና
ብቀሊል ኣጋባብ ከተዋፍሩ ምስትደልዩ ድማ www.sabainvestigation.com ኢልኩም ኣቲኹም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም
ኣበይ ቦታ ትገዝኡ ወይ ድማ ትወጹ ክነግረኩም ንሕና ኻኣ ንክእል ኢና።
Thank you
ካብ ኤርምያስ በረቀ
ካብ መሳርሕተይ ጸገዛብ በረቀ።
ብሩኽ ስንበት


Kommentare